ተስፋይ ተምነዎ፡ ኣብ መንጎ ኣውራጃታት ጽልኢ ንኸስፋሕፍሕ ዝገበሮ ኣበርክቶን

ተስፋይ ተምነዎ ገዲም ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ኮይኑ ኣብ ውሽጢ መሳርዕ እቲ ግንባር እንከሎ ዝዕዘቦ ዝነበረ ፍጻመታት ብደቂቕ ትንታኔ ናብ ህዝቢ ኤርትራ ከቕርቡ ዝኸኣሉ ውሑዳት ኤርትራውያን ኣብ ቅድሚት ካብ…