Jelal Yassin ABERRA – እቲ ክኢላ ማሕበራዊ ምህንድስናን ቃልሱ ንምምስራት ማእከልነት ጀበርትን(Jabartiyyah Order)

Jelal Yassin Aberra - እቲ ዕሉል ተቓላሳይ ንመንነት ጀበርቲ ቀስ ብቐስ መንነትን ክብርታትን ካልኦት ህዝቢ ኤርትራ እናጥፍአ ሓድሽ መንነት ጀበርቲ ከጸባብቕን ክኹልዕን ዝውዕል ናይ ዘመና ተበላጺ ፖለቲከኛ - ሓደ ብሓደ…

3ይ ገጽ ህግሓኤ ብስም ደለይቲ ፍትሒ? ወዲ ካርነሽም Michael Anday Kidane ብጾትካን – ንዑ ደኣ ኣብ ልብኹም ተመልሱ

ብዕለት 25/11/2018 ሓደ ሓድሽ ኣርማ ኣብዚ ገጻት facebook ክቀላቐል ውዒሉ። ብወገነይ እዛ ብደም ንጹሃን ዝጨቀወት ኣብ ልዕላዊ መሬት ኤርትራ ተሰቒላ ተንበልብል ዘላ ባንዴራ ህግደፍ ምቅልቓል ምስ ኣብዝሐት ብምግራም ክከታተል ድሕሪ…

ተስፋይ ተምነዎ፡ ኣብ መንጎ ኣውራጃታት ጽልኢ ንኸስፋሕፍሕ ዝገበሮ ኣበርክቶን

ተስፋይ ተምነዎ ገዲም ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ኮይኑ ኣብ ውሽጢ መሳርዕ እቲ ግንባር እንከሎ ዝዕዘቦ ዝነበረ ፍጻመታት ብደቂቕ ትንታኔ ናብ ህዝቢ ኤርትራ ከቕርቡ ዝኸኣሉ ውሑዳት ኤርትራውያን ኣብ ቅድሚት ካብ…