Category Archives: Opinion and Discussion
Ethiopia now confirmed to fly Chinese armed drones – Peace Organization PAX
Watch “Raiena: ማዕቀብ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍን መሓውራቱን ውጽኢት ይህልዎዶ ይኸውን፧” on YouTube
Watch “ስለምንታይ ነቲ ኣብ ትግራይ ዝተፈጸሙ ገበናት ኣብ ምኽሓድ ንጓየ ዘለና፧” on YouTube
ድሕሪ ውድቀት ብልጽግና፣ ሕወሓት ዳግማይ ናብ ኣራት ኪሎ ይኣቱዶ ይኸውን?
“ገረብ ብሓኽላ” ፖሊሲ ኣቢይ ኣሕመድ ዓሊ
ዶር ኣቢይ ኣሕመድ ነቲ ኣብ ትግራይ ዝጀመሮ ናይ ህዝቢ ምጽናት ወፍሪ ከምቲ ዝወጠኖ እኮ ይኸደሉ እንተዘይሃለወ; ንህዝቢ ትግራይ ንምብርካኽ ግና ዘይፈተኖ ውዲትን ሽርሕታትን የሎን። እንሆ ሕጂ ድማ ንመዝነት ምኒስትሪ ምክልኻል ኢትዮጵያ ናብ ዶር。 ኣብርሃም በላይ ኣዛዊርዎ ዘሎ። እዚ ድማ ናብ ዘመነ ደርጊ ምልስ ኢልና ታሪኽ ምስ እንድህስስ መንስቱ ሃይለማርያም ኣብቲ ጽንኩር እዋን ንተወላዲ ትግራይ (ዓድዋ) ዝኾነ ሌተናል ኮለኔል ፍስሃ ደስታ ናብ መዝነት ክፍሊ ምክልኻል ብምምዳብ ኲናት ናብ ትግራይን ኤርትራን ብሰፊሑ እዩ ኣካይዱ ግን ከኣ ኣይተዓወተን።
እቲ ከነስተውዕለሉ ዘለና ዶር ኣብርሃም በላይ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ጨቃን ስጉምቲ ከምዝወስድ ዘየጠራጥር ምዃኑዩ። ንዝያዳ ትንተና ነዛ ቪድዮ ቀሪበልኩም ዘለኹ ብጽሞና ክትሰምዕዋን ዘለኩም ርእይቶ ከተቐምጡን ብትሕትና ይዕድመኩም።