ጌጋ ሓበሬታ ኤርትራውያን ኣብ ቀዳማይ ገጽ facebook profile መኣስ ኮን ይእረም ይኸውን?

ዕላል facebook ግርም እዩ። ኣይትጽልእዎ። ብዙሕ ዘስካሕክሕ መልእኽትታት ክመጸኩም ይኽእል እዩ። ግን ከኣ ብዙሕ ቁምነገር ድማ ኣለዎም በቲ ቁምነገር ዘለዎ እናተተባባዕኩም፥ ነቲ ዘስካሕክሕ ጽሑፋት ተጠቒምኩም ብኸመይ ቁምነገር ዘለዎ መልእኽቲ ተመሓላልፍሉ…

ተስፋይ ተምነዎ፡ ኣብ መንጎ ኣውራጃታት ጽልኢ ንኸስፋሕፍሕ ዝገበሮ ኣበርክቶን

ተስፋይ ተምነዎ ገዲም ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ኮይኑ ኣብ ውሽጢ መሳርዕ እቲ ግንባር እንከሎ ዝዕዘቦ ዝነበረ ፍጻመታት ብደቂቕ ትንታኔ ናብ ህዝቢ ኤርትራ ከቕርቡ ዝኸኣሉ ውሑዳት ኤርትራውያን ኣብ ቅድሚት ካብ…