Category: Discussion About Human Rights

መሰላት ደቂ ሰብ ሕሉው ክኸውን ከም ልምዲ ናጻ ምግዳፍ እዩ – ብሓው Ermias Zere

እዚ ጽሑፍ እዚ ካብ ገጽ መጽሓፍ Ermias Zere ብዕለት 04/11/2018 ዝተጻሕፈ እሞ ብፍቓድ ሓው ኤርምያ ዝተወስደ ኮይኑ ምስ መትከላት ኤርትራዊ ሊበራል ዴምክራት ዝሳነ ስለኾነ ናብ ኣንበብተይ ንኽበጽሕ ዘስፈርክዎ ሕጡበ ጽሑፍ እዩ። ሓው ኤርምያስ ዘርአ ብዘለዎ ልዑል ዝኾነ ሊበራላዊ ዝማእከሉ ፍልስፍናዊ ኣተሓሳስባ ብቀጻሊ ኣብ ናይ…