Category: Defense
ቅልዕቲ ደብዳበ፡ ንሕሱር ነገድ ድቃስ ኣይወስዶን’ ዩ፡ እንተይዘተዋረደ። ካብ ወደባት ኤርትራ፡ ግርማይ ኪዳነ (ወዲ ፊሊፖ)
ንሕሱር ነገድ ድቃስ ኣይወስዶን’ ዩ፡ እንተይዘተዋረደ። ቅልዕቲ ደብዳበ፡ ንነገድ ተስፋብርሃን ረድኢ ካብ ወደባት ኤርትራ፡ ግርማይ ኪዳነ (ወዲ ፊሊፖ) original post can be found here ስም ክትሰምዖ ግርም፡ መን ምዃኑ ምስፈለጥካ ግን ዓባይ ምርጫ ትም… ይብሉ ለባማት፤ እሞ እቲ ሒዝካዮ ወይ ተወጢሕካዮ ዘሎኻ ስም፡ ከምቲ ንዓኻ ይኹን ንቤተሰብካ ኣሕዋትና ብሄረ ብሌን… ነገደ ደገ ደገ ኢሎም ዝነጸሉኽም… […]
ዓገብ Selam Network Center
Selam Network Center ምስ ኣቦና ወልደኣብ ወልደማርያም እንታይ እዩ ጸገማ? ወይስ እቶም ኣብቲ መደብ ዝዕደሙ ሓደ ክልተ ፖለቲካን ሃይማኖትን ዝሓዋውሱ ኣብ ልዕሊ ወልደኣብ ወልደማርያም ዝገብርዎ ናይ ጸለመ ዘመተ ፖለቲካዊ ዕላምኦም ብዘየገድስ መርሓባ ብስም ሃይማኖታዊ ኣስተምህሮ ብምምኽናይ ተአንግድ ኮይና? ማእከል መርበብ ሰላም – ከም ስምኩም ደኣ ንሰላም ተዛረቡ። ንኣቦና ወልደኣብ ወልደማርያም ብስም ትግራይ-ትግርኚ ዝግበር ጎስጓስን ጸለመን […]
ኣይተ ዳዊት ገብረእግዚኣብሔር: ልዕላውነት ሃገረ ኤርትራ ዘየኽብር ኣውፋሪ ናብ ኤርትራ ገጹ የቋምት
ኣይተ ዳዊት ገብረእግዚኣብሔር ሓደ ካብቶም፡ብሃብቶም ዝፍለጡ ሃብታም ነጋዳይን ኣውፋራይን ኮይኖም ኣብዚ ግዜዚ ኣብ ንግዳዊ ንጥፈታት ኣብ ንጡፍ ወፍሪ ይትከብ። ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ድማ ናብ ኤርትራ ወፍርታት ንኸካይድ ኣብ ተበግሶ ይርከብ። ነዚ ተበግሶታት ንምቅልጣፍ ድማ ነቲ ቅድሚ ሕጂ ልዕላውነት መሬት ኤርትራ ብምድፋር ባድመ ናይ ትግራይ እያ ኢሉ ዝዛረቦ ዝነበረን ከምኡ ድማ ብውሽጢ ውሽጢ ንምንቅስቓስ […]
Selim Adhana: The New Face of Agaw people in Eritrea
The New Face of Agaw People History, values and Culture Advocator, Selim Adhana is filling the gap which was almost on the verge of extiniction in promoting the Agaw People of Eritrea. This noble initiative is taking tract among Eritreans, especially among the Bilen speaking communities to re-connect with their ancient civilization. Agaws are part […]