“17 ዓመታት ድሃይ ኣቦና መምህር ደበሳይ ኪዳነ ወልደየውሃንስ የብልናን” ሪታ ደበሳይ ካብ ካናዳ

መምህር ደበሳይ ኪዳነ ወልደየውሃንስይ ይብሃል። ኣብ ከረን ተወሊዱ ዝዓበየ ኮይኑ ድሕሪ ናጽነት ኣማሓዳሪ ከተማ ኤደን(ዒላበረዕድ) ኮይኑ ክሳብ 1994 ድሕሪኡ ድማ ኣብ ከተማ ከም ኣማሓዳሪ ሓጋዝ ኮይኑ ሰሪሑ። ብ 15 ታሕሳስ…