ስትራተጂካዊ መስርሕ መግዛእቲ ኤውሮጳ ኣብ መሬት ሰንሒት

መግዛእቲ ኤውሮጳ ንኣህጉር ኣፍሪቃ ከም ሓይልኻ ዘይኮነስ ብስርዓትን ኣዋጃትን እተን በቲ ግዜ ሓያላት ዝነበራ ሃገራት ከም በዓል ዓዲ-እንግሊዝ፣ ፈረንሳ፣ ጀርመን፣ ፖርቱጋል፣ በልጁም ካልኦትን ዝኣመሰላ ብዕልን ውጡንን መንገዲ ዝተኸኣተ መስርሕ እዩ። ምስ ማእከላይን ርሑቕ ምብራቕ ሃገራትን ኣፍሪቃን ንዝግበር ንግዳዊ ንጥፈታት በቲ ኢንዱስትርያዊ ሰውራ ዝተተባብዐ ስርዓተ መጉዓዝያ ባሕሪ ዝሓጸረ መንገዲ የድሊ ስለዝነበረ ማእከላይ ባሕሪ ምስ ቀይሕ ባሕሪ […]

Read More ስትራተጂካዊ መስርሕ መግዛእቲ ኤውሮጳ ኣብ መሬት ሰንሒት

ሓርነትን ልዕላውነትን ቤተ እምነት: THE CASE OF THE ERITREAN ORTHODOX CHURCH – Part II

ሓርነትን ልዕላውነትን ቤተ እምነት ሓደ ኣካል ሓርነትን ልዕላውነትን ሃገር እዩ። ቤተ-እምነት ምስ ዝድፈር ልእላውነት ኣመንቲ ይድፈር። ልእላውነት ኣመንቲ ተደፊቱ ማለት ከኣ ሓርነት ውልቀ-ሰባት ክኽበር ኣይከኣልን። በዚ ስነ-መጎት ድማ ኣብ ቤተ-ክርስትያን ተዋህዶ ኤርትራ ኣንጸላልዩ ዘሎ ናይ ጥፍኣት መንገዲ ኣብ ምዕቃብ ልዕላውነትን ናጽነትን ኤርትራ ኣዝዩ ሓደገኛ ብምዃኑ ኣመንት ሊቃውንትን መራሕትን ቤተ-ክርስትያን ተዋህዶ ኤርትራ ካብዚ ናይ ጥፍኣት መንገዲንኽወጹ […]

Read More ሓርነትን ልዕላውነትን ቤተ እምነት: THE CASE OF THE ERITREAN ORTHODOX CHURCH – Part II

ሓርነትን ልዕላውነትን ቤተ እምነት: The case of the Eritrean Orthodox Church – Part I

ሓርነትን ልዕላውነትን ቤተ እምነት ሓደ ኣካል ሓርነትን ልዕላውነትን ሃገር እዩ። ቤተ-እምነት ምስ ዝድፈር ልእላውነት ኣመንቲ ይድፈር። ልእላውነት ኣመንቲ ተደፊቱ ማለት ከኣ ሓርነት ውልቀ-ሰባት ክኽበር ኣይከኣልን። በዚ ስነ-መጎት ድማ ኣብ ቤተ-ክርስትያን ተዋህዶ ኤርትራ ኣንጸላልዩ ዘሎ ናይ ጥፍኣት መንገዲ ኣብ ምዕቃብ ልዕላውነትን ናጽነትን ኤርትራ ኣዝዩ ሓደገኛ ብምዃኑ ኣመንት ሊቃውንትን መራሕትን ቤተ-ክርስትያን ተዋህዶ ኤርትራ ካብዚ ናይ ጥፍኣት መንገዲንኽወጹ ዝምሕጸን ሓፈሻዊ ፖለቲካዊ ነጥብታት ኣልዒለ ክዘራረብ ፈቲነ ኣለኹ።

ንዝያዳ ነዛ ብዕለት 03/12/2018 ዝዘርጋሕዋ መደብ ክትከታተሉ ይዕድም።

Read More ሓርነትን ልዕላውነትን ቤተ እምነት: The case of the Eritrean Orthodox Church – Part I