Eritrean Liberal Democracy Eritrean Liberal Democrats: Our Principles; Our Motto and Our Logo 29 Jan 2019 https://youtu.be/_Bo1nh-jMw8
Geopolitics Hard-Talk: ኢትዮጵያውያን ክፈልጥዎ ዘለዎ ሓቂ፥ ካብ ንኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ምሕባር፣ ኢትዮጵያ ፋሕ-ፋሕ ምባል ይቐልል። 29 Jan 2019 https://www.facebook.com/tesfabirhan.redie/videos/10156986865607354/
Facebook Presentations… ምርጫ ምኩሓን ኢትዮጵያውያን(Ethiopian Chauvinists): ምኽባር ልዕላውነት ሀገረ ኤርትራን ኢትዮጵያን? ወይስ ምቅልጣፍ ንምስረታ ሕቡኣን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ (Ghost States of the Horn) 29 Jan 201929 Jan 2019 ብሰንኪ ዕንደራ ምኩሓን ኢትዮጵያውያን (Ethiopian Chauvinists)፥ ኢትዮጵያ ነተን ኣብ ዝኾነ እዋን ክምስረታ ተኽእሎ ዘለወአን ሕቡኣን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ (Ghost States of the Horn) ኣብ ምምስራት ደኣ ተቀላጥፍ ከይትህሉ ምስትብሃል የድልየና…
Sovereignty ቀጥታዊ ሓድነታዊ ጻውዒት ንኹሉ ኤርትራዊ 26 Jan 201926 Jan 2019 መልእኽተይ ከንውሖ ኣይደልን። ግና ከኣ ኣብቲ ዝዕዘቦ ዘለኹ ግጉይ መንገድታት ዘተኮረ ሓድነታዊ ጻውዒት ክገብር መሪጸ። እዚ ድማ ብፍላይ ኣብቶም ኣብ ምምቕቓል ህዝቢ ኤርትራ ዝቐንዐ ምንቅስቃሳት ዘተኮረ ኮይኑ ካብዚ ዘካይድዊ ጉጅለኣዊ…
Facebook Presentations ምድማር’ውን ብጽቡቕ ትቕጽል ኣላ – Ethiopia and Italy planning to build a railway from Addis Abeba to Massawa 22 Jan 201922 Jan 2019 ዶር. ኣቢይ ኣሕመድ ከምቲ ብዝተዋህቦ ሓላፍነት መሰረት ገስጋሲ ስርሓት ፕሮጀክት ኢትዮጵያ ኤርትራ ኣብ፡ምስልሳል ይርከብ። Some references 22/01/2019 Dr. Abiy visit to Europe https://youtu.be/KmoUXdc5zh4 http://www.horndiplomat.com/2019/01/20/ethiopian-pm-dr-abiy-ahmed-arrives-in-rome/ New Ethiopianist dream
Facebook Presentations Aberra Royal Family 20 Jan 2019 ተስፋ ይገብር ኤርትራ ንኤርትራውያን ከም ዝኾነት ኣሚኖም ኣብ መንጎ ህዝብታት ኤርትራ ምትእምማን ክህሉ ክሰርሑ። እንተዘይኮነ ናይ ጀበርትነቶም ጥራሕ ክሰርሑ ሃገር ባዲማ ትተርፍ ኣላ
Facebook Presentations ግሉጽነት ይሃሉ – There should be Transparency – the case of Awraja Senhit 19 Jan 201919 Jan 2019
Facebook Presentations ጸርፍን ዲሞክራስያውን ቃልስን፡ ልሙዳት ጸርፊ ማሕበራዊ ብዙሓን – ወዲ ጸማቚት ስዋ ወዲ ሸርሙጣ ወዲ ድቓላ 16 Jan 2019 ወዲ ጸማቚት ስዋወዲ ሸርሙጣወዲ ድቓላ