ጓል ዒላበርዕድ ከተማ ኤደን ድሕሪ ኣርብዓ ዓመት ካብ መግዛእቲ ህግደፍ ተገላጊላ
ከምቲ ንልዕሊ 40 ዓመታት ንሃገረይ ኢለ ብእምነት ግን ከኣ ብዘይ ፍልጠት ዝተቓለስክዎ; ሕጂ ድማ ብፍልጠት ንሃገረይ ክቃለስ እየ ትብለና ኣላ
ሓብትን ግደይ መሓሪ ወልዱ