ኤርትራውያን ግዳይ ዘርኢ ክርዳድ ካብ ንኸውን ድሮ ከባቢ 200 ዓመት ጌርና ኣለና።

ሕጂ’ኸ ተማሂርና ኣለና’ዶ ወይስ ገና ግዳያት ክርዳድ ዘርኢ ክንከውን ንኽእል ኢና?