ህዝቢ ትግራይን ሕወሓትን ክገብሮም ዘለዎም ጥንቃቐታት: ሓሳባት ካብ ኤርትራዊ ሊበራል ዴሞክራት

ብዕለት 08/12/2018 ብኣጋጣሚ ምኽንያት ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኢትዮጵያውያን ተቐማጦ መቐለ(ክልል ትግራይ) ንዝኽርን ልዕሊና ሕጊ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘተኮረ ሓሳባዊ ምኽሪ ንህዝቢ ትግራይን መራሕቲ ክልል ትግራይን ዘተኮረ ኣቅራቦት ከም ኤርትራዊ ሊበራል ዴሞክራት ኣብቲ ዝወዓለ ሰለማዊ ሰልፍን ዘለኒ ኣመለኻኽትና ክገልጽ ፈቲነ።።

እዚ ሰለማዊ ሰልፊ ዝተኻየደሉ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ ኣንጸላልዩ ዝርከብ ሓደገኛ ዝመስል ፖለቲላዊ ምዕባለታት ንህዝቢ ትግራይ ኣዝዩ ጸላዊ ስለዝኾነ ከም ኤርትራዊ ሊበራላዊ ዴሞክራት መጠን ንህዝቢ ትግራይ ይጠቕሙ እዮም ዝበልክዎም ሓሳባት ብመልክዕ ሰሚናር ብመንገዲ facebook ኣቕሪበ። ነዚ ድማ እንሆ ኣብዚ ጠቢቑ ዝርከብ ትሕዝቶ ክትከታተሉ ብኽብሪ ይዕድም።

Advertisements

Leave a Reply

Fill in your details below or click an icon to log in:

WordPress.com Logo

You are commenting using your WordPress.com account. Log Out /  Change )

Google photo

You are commenting using your Google account. Log Out /  Change )

Twitter picture

You are commenting using your Twitter account. Log Out /  Change )

Facebook photo

You are commenting using your Facebook account. Log Out /  Change )

Connecting to %s

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.