ካብ ሕሉፍ ከይተመሃርና ንሕጂ ዘሎ ጌጋታትና ክንእርሞ ኣይንኽእልን

ካብ ሕሉፍ ከይተመሃርና ንሕጂ ዘሎ ጌጋታትና ክንእርሞ ኣይንኽእልን። ጽባሕ ውን ዳግማይ ጌጋ ከም ንገብር ርጉጽ እዩ። ስለዚ ሕሉፍና ንፈትሽ Axum Addis Ababa Kassala and their political meddling Date: 24/11/2018 https://www.facebook.com/tesfabirhan.redie/videos/10156834607682354/

3ይ ገጽ ህግሓኤ ብስም ደለይቲ ፍትሒ? ወዲ ካርነሽም Michael Anday Kidane ብጾትካን – ንዑ ደኣ ኣብ ልብኹም ተመልሱ

ብዕለት 25/11/2018 ሓደ ሓድሽ ኣርማ ኣብዚ ገጻት facebook ክቀላቐል ውዒሉ። ብወገነይ እዛ ብደም ንጹሃን ዝጨቀወት ኣብ ልዕላዊ መሬት ኤርትራ ተሰቒላ ተንበልብል ዘላ ባንዴራ ህግደፍ ምቅልቓል ምስ ኣብዝሐት ብምግራም ክከታተል ድሕሪ…

“17 ዓመታት ድሃይ ኣቦና መምህር ደበሳይ ኪዳነ ወልደየውሃንስ የብልናን” ሪታ ደበሳይ ካብ ካናዳ

መምህር ደበሳይ ኪዳነ ወልደየውሃንስይ ይብሃል። ኣብ ከረን ተወሊዱ ዝዓበየ ኮይኑ ድሕሪ ናጽነት ኣማሓዳሪ ከተማ ኤደን(ዒላበረዕድ) ኮይኑ ክሳብ 1994 ድሕሪኡ ድማ ኣብ ከተማ ከም ኣማሓዳሪ ሓጋዝ ኮይኑ ሰሪሑ። ብ 15 ታሕሳስ…

ተስፋይ ተምነዎ፡ ኣብ መንጎ ኣውራጃታት ጽልኢ ንኸስፋሕፍሕ ዝገበሮ ኣበርክቶን

ተስፋይ ተምነዎ ገዲም ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ኮይኑ ኣብ ውሽጢ መሳርዕ እቲ ግንባር እንከሎ ዝዕዘቦ ዝነበረ ፍጻመታት ብደቂቕ ትንታኔ ናብ ህዝቢ ኤርትራ ከቕርቡ ዝኸኣሉ ውሑዳት ኤርትራውያን ኣብ ቅድሚት ካብ…