ተረካብ ዘረባ: ኩዕንቲ
እዚ ብኣጋጣሚ ርካብ ዘረባ ዝገበርክዎ ኣስተንኖ ኣብ ልዕሊ ቁጠባን ሓፈሻዊ ፖለቲካዊ ምኽሪ ሓዘል ዕላል እዩ
እዚ ብኣጋጣሚ ርካብ ዘረባ ዝገበርክዎ ኣስተንኖ ኣብ ልዕሊ ቁጠባን ሓፈሻዊ ፖለቲካዊ ምኽሪ ሓዘል ዕላል እዩ
Jelal Yassin Aberra – እቲ ዕሉል ተቓላሳይ ንመንነት ጀበርቲ ቀስ ብቐስ መንነትን ክብርታትን ካልኦት ህዝቢ ኤርትራ እናጥፍአ ሓድሽ መንነት ጀበርቲ ከጸባብቕን ክኹልዕን ዝውዕል ናይ ዘመና ተበላጺ ፖለቲከኛ – ሓደ ብሓደ ነቶም ክሕይሉኒ እዮም ዝብሎም ኣብ ትሕቲኡ ከም ዝሑቆፉ ይገብር። ንኣብነት ከም በዓል ዶር. መሓመድ ኬር ዑመር – ካብ ባርካ፣ ተስፋይ ተምነዎ – ካብ ሓማሴን፣ ወዲ […]
Islamic Institutions of Eritrea are victims of foreign institutions. For different reasons, the historical Institutions of Islam in Eritrea have left aside since the fall of the Ottoman empire. This was done for a purpose. With the grand ambition of European expansion and the rise of Arabs against the Ottoman Empire, the Europeans and Arabs […]
2001 እዋኑ እዋን ውራ ውራ ህግደፋውያን እዩ ዝነበረ። በዚ ግዜዚ ህግደፍ ንመላእ ሃገር ኣብ ትሕቲ ቁጽጽሩ ኣብ ዘእትወሉ ዝነበረ ግዜ ንቤተ-ክርስትያን ተዋህዶ ኤርትራ ድማ ሕንፈት ኣይገበረላን። ካብ መወዳእታ 1990ታት ኣትሒዙ ብፍላይ ኣብ ዓዲ – ቐይሕ ቤተ ክርስትያን ተዋህዶ ቅዱስ ምካኤል ዝምዕብል ዝነበረ ብኣባ ጽገ ናይ ሎሚ ድማ ኣቡነ ሉቃስ ዝምራሕ ዝነበረ ትምህርቲ ሰንበት ብስም ስብከተ […]
Selam Network Center ምስ ኣቦና ወልደኣብ ወልደማርያም እንታይ እዩ ጸገማ? ወይስ እቶም ኣብቲ መደብ ዝዕደሙ ሓደ ክልተ ፖለቲካን ሃይማኖትን ዝሓዋውሱ ኣብ ልዕሊ ወልደኣብ ወልደማርያም ዝገብርዎ ናይ ጸለመ ዘመተ ፖለቲካዊ ዕላምኦም ብዘየገድስ መርሓባ ብስም ሃይማኖታዊ ኣስተምህሮ ብምምኽናይ ተአንግድ ኮይና? ማእከል መርበብ ሰላም – ከም ስምኩም ደኣ ንሰላም ተዛረቡ። ንኣቦና ወልደኣብ ወልደማርያም ብስም ትግራይ-ትግርኚ ዝግበር ጎስጓስን ጸለመን […]
this was a collection of facebook discussion done about a topic posted on May 10, 2013. I am posting it here in my blog to be archived for further readings. Topic: Why are Habesha’s divorce rates much higher in the diaspora than back home? I was in an utter shock when I first came here; […]