ሃገረ ስዊዘርላንድ: ልዕሊ 400 ሚልዮን ፍራንክ ዝዋግኡ ዘይተጻረየ ወርቂ ቢሻ ከዚና

ወርቂ ብሻ ካብ 2011 ክሳብ 2013 ዝነበረ ግዜ ብኩባንያታት ዕደና ተዓዲጉ ናብ ስዊዘርላንድ ዝኣተወ ወርቂ ዳግማይ ተጻርዩን ተመስሪሑን ናብ መኽዘናት ባንክ ስዊዘርላንድ  ከምዝተዓቀበ ማዕከናት ዜናን መርበብ ሓበሬታን የቃልዓ ኣለዋ። እዚ ብቋንቋ…